Skip to content
Home
Headline
  • Pause
  • Previous
  • Next
1/10
እቲ ሓቂ ኩሉ ንኽፈልጦ: ዶባዊ ግጭት፡ ንምንታይ ዕላማ
ኣብ ጅቡቲ ዶብ ጥሒሱ  ቅሉዕ ወራር ከምዝፈጸመ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ከቕርብኦ ቀንየን ኣለዋ። ምስዚ ፍጻመታት ብምትሕሓዝ እምበኣር፡ ኢሰያስ ንምንታይ ዕላማ ነቲ ብጎነጽ ፈጺሙ ክፍታሕ ዘይክእል ዶባዊ ግጭት ንምንህሃሩ ከምዝጎይን፡ እንታይ ዕላማ ንምውቃዕ እቲ ግጭት ከምዝምህዞን እዚ ዓንቀጽ ክትንትኖ ፈቲኑ ኣሎ።
Read more...
 
 
ኣብነት
ዶር በረኸት - ዓዲ ለባማት ዶ ምኾነት ግዳይ በሃማት !!  ሃገርና ብደረጃ ዓለም ከይተረፈ ስምን ኣድናቖትን ዘትረፉ ብዙሓት ምሁራንን ለባማትን ኣለዉዋ። እንተኾነ፡ ምሁርን ለባምን ዝጽይኑ በሃማት ‘ውን ስለዘለዉዋ፡ እሞ ድማ ንግዚኡ ሰብ ጠበንጃ ኮይኖም ላዕለዋይ ኢድ ስለዝሓዙ፡ እቶም ፍቕርን ድሌትን ሃገር ዘለዎም ሰብ ብርዕን ሓንጎልን ደቂ ሃገር ንዓዶም ክገብሩላ ዕድል ኣይረኸቡን።
 
ኣተኵሮ
ሃየ’ባ ነበርቲ ወጻኢ ኣይንተሃመል! ንሕና’ዞም ኣብ ደገ ዘሎና፣ ብፍላይ’ቶም ብውዱብ ኣሰራርሓ ንምስራሕ ዓቕሚ ተመክሮን ዘሎና፣ ህዝብና ካብ ሞትን ስደትን ንምድሓን ካብ ሕጂ ንዝምልከቶም ኣህጉራዊ ትካላት ከነፍልጥ ዘድሊ ምድላዋት ክንገብር ይግባኣና።
Editorial
Please.......Help ! My country is failing for the second time! My country is at the crossroads. Throw your person into the mess, feel it, and talk to yourself. Ask what life would be like for you as a human-being without political dissent and difference in views, freedom of expression and rule of law, religious beliefs and worship...life without freedom of choice, the very personal choice on how to live and die... how would you feel about life without dignity?
     
ደብዳቤታት
ሃገራዊ ጸሎት ፣ ሃገራዊ ሓድነት የምጽእ! ከምዝፍለጥ ግንቦት 18 ፣ 2008 ሃገራዊ መዓልቲ ጸሎት ኮይኑ ተኣዊጁ ኣሎ። ብተወሳኺ ድማ ኩላትና ብሓባር ነታ ቅድሚኣ ዘላ ሰሙን ፣ ብዝጥዕመና መንገዲ ፣ ብውልቂ ይኹን ብሓባር ፣ ናይ ጸሎት ሰሙን ጌናያ ክንውዕል ንላቦ። በዚ መሰረት ድማ ነፍሲ ወከፍ መዓልቲ ነናታ ናይ ጸሎት ኣርእስቲ ተዋሂብዋ ብሓባር በቲ ዝወሃብ ኣርእስቲ ጸሎት ይጸሊ።
 

ኪዳን ምስ መን?

 ኪዳን ምስ መን? - ኣብ ሓቀኛ ታሪኻዊ ፍጻሜታት ዝተመርኮሰት ንፊልም ተባሂላ ዝተነድፈት ዛንታ እያ። ግዜ ተሓባቢሩዋ ፊልም ምዃን ክሳብ ዝሰምረላ ግን እንሀትልኩም። በብትርኢት ተኸፋፊላ ክትቀርብ እያ። ንመዘከርታ ተባሂሉ፡ ኣስማት ጠባያታ ኣብ ሓርነታዊ ቃልሲ ናይ ዝተሰውኡ ብጾት ኣስማት እዩ። ሰናይ ንባብ።